Image description

 


194 ከም ጓሳ ንመጋሲኡ

 

1.    ከም ጓሳ ንመጓሲኡ ዝመርሐን ናብ ልሙዕ ሸኻ፡

መድሓኒና ብመንፈሱ ንመጓሲኡ ይመርሓ።

ናብ ምሉእ ዕረፍቲ ዕግበት ክትረክብ ዘልኣለም ህይወት።

ለይቲ መዓልቲ ይመርሓ ኣብ ሕቑፉ ክሳዕ ዘዕርፋ።

 

2.  ከም ጓሳ ንመጓሲኡ ዝሕልወን ካብ ጸላኢ፡

መድሓኒና ንማሕበሩ ይጥንቀቐላውን ከምኡ፡

በጃኣ ህይወቱ ሂቡ ጸጋን ምሕረትን ኣብዚሑ፡

ካብዚ ንሰማይ መሪሑ የእትዋ ናብ ደምቤኡ፡

 

3.  ብኹቡር ደም ዝገዝኣ ዕርቡን መንፈሱ ዝሃባ፡

ክትነብር ተራዳዲኣ ባህ ይብሎ ይሕጎሰላ፡

ናብ ናይ ዘልኣለም ብጽእና ክምለስ እዩ ክወስዳ፡

ሓንሳብ ንሓዋሩ ሽዑ ብተድላ ክትነርብ ምስኡ።                                                                                                 ደበሳይ ኣሰኒ


Sorry no comments to display
* indicates required field
(this will not be published on the website)
(must start with http:// or www.)
maximum characters 2500, 2500 remaining

           contact-

thetruthgosple@wongelhaki.com

http://www.wongelhaki.com/%E1%88%9D%E1%88%B5%E1%8A%AD%E1%88%AD%E1%8A%90%E1%89%B5